ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ- 55

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤትፅሕፈትፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ኣብዚክትወዳደሩእትደልዩሰብትካላት/ብንግዲዘርፍኩም መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበር ንቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 24/09/2018 ዓምሰዓትክሳብ 26/09/2018 ዓ/ም ሰዓት11፡30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 27/09/2018ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውንኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3 ሰለስተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብዝ ክአል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስ ተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤትፅሕፈት ጊምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅእኩም ውሰዱ

8. ቤትፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይካአል

ዋጋ መምልኢ ስፔር

ተ.ቑዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1Brake pad04465-yzz57set01
2Oil filter90915-yzzAD4PCS01
3Fuel filter23390-64480PCS01
4Brake shoe04495-35230set01
5Shock Absorber fR48511-80065PCS02
6GreaseEpillkg01
7Tank Assay Reserve16470-66030PCS01

ምስ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ