ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ዝተፈላለዩ ሓፂንመፂንን ናይ ማይ ትቦታትን ኣቕሑት ብሓራጅ ከጫርት ስለ ዝደለየ። በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቑሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ል.በ(መወዳደሪ ረቑሓታት)
➢ ብዝወፀ መበገሲ ጨረታ ክጫረት ዝክእል።
➢ ኣብቲ ጨረታ ብኣካል ቀሪቡ ክጫረት ዝክእል።
➢ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ክተትሕዙ ትኽእሉ።
➢ ናይ ጨረታ መክበሪ 20000( ዒስራ ሽሕ ብር) ከትሕዝ ዝክእል።
➢ እቲ ጨረታ ስዓራይ ዝኮነ ንብረት ካብቲ ዝሰዓርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ክተልዕሉ ትኽእሉ።
➢ ጨረታ ስዓራይ ዝኮነ ድጅታል ሚዛ ሒዙ ብምምፃእ ኣብ ቅድሚ ጨረታ ኮሚቴ ንብረቱ
ናመዘነ ይወስድ።
➢ ዝተፈላለዩ ጎማታት ትቦ ዘሸነፈ ድማ ንብረቱ ቆፂሩ ይወስድ ።
➢ ኩሉ ተጫራታይ ንሓፃዊን ብኪሎ ይወዳደር ፣ ንትቦታት ድማ ዋጋ ሓደ ንብረት ይወዳደር ።
➢ ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ
➢ -እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 21/09/2018 ክሳብ ተመሳሳሊ ዕለት 4/10/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30
➢ -እዚ ጨረታ ዕለት 05/10/2018 ልክዕ ሰዓት 3:00 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተኣከብሉ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ኮለጅና ብምምፃእ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ /0914122418 ወይ 0927755836 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ኢኹም።