ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመነት ቓላሚኖ (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ትራክተር ጎማ ን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፦
➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል ::
➢ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (T)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል
➢ ሕጋዊ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኸእል ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/09/2018 ዓ/ም ቅድሚሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ቅድሚ ሰዓት 3:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት።
➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ::
➢ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተጋገፀ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 09 14 75 52 32 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ::
| ተ.ቑ | ዓይነት ኣቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ትራክተር ጎማ ምስ ካላማደርያ | 14.9R25 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 2 | HMK ባትሪ | 90 Ampr | ቁፅሪ | 02 |