ግልፂ ጨረታ
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ኣብብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ : ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልአ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
1. ሕጋዊ ንግዲ ክማላእ ዝግበኦ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርብ።
2. ናይ ግብሪ ከፋሲ መለለይ ቑፅሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን።
3. ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝዝር ሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ።
4. መኽበሪ ጨረታ ብር 30000(ሰላሳ ሽሕ ብር) ሲፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከአቲ ዝኸእል።
5. ጨረታ ዝጋወሐሰ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት01/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኸፈት።
6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 10 ፋ/ም ም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኸእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ሽም፣ ኣድራሻ ፊርማ፣ማህተም ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።
7. ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።
8. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሳዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንሰ ፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር።
9. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋደይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝከውን ንጨረታ መክበሪ ዘትሕዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ።
10. ኣሸናፊ( ሳዓራይ ) ዝኮነ ተወዳዳራይ 3% ዊዝ ሆልዲንግ ይኸፍል።
11. መቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
12. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ.
ስ. 0914131548/ 0914022473 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።
ግልፂ ጨረታ
| ተ.ቑ. | ዝርዝር ኣቑሑት | ዝበፅሐሉ ቦታ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
| 1 | ንእሽተይ ማይ | ከተማ ዓዲግራት | ቁ | 3792 | ||||
| 2 | ንእሽተይ ማይ | ጉሎ መኸዳ | ቁ | 1256 | ||||
| 3 | ንእሽተይ ማይ | ውቅሮ | ቁ | 1884 | ||||
| 4 | ንእሽተይ “ሃይ | ሓውዜን ከተማ | ቁ | 628 | ||||
| 5 | ንእሽተይ ማይ | ሓውዜን ገጠር | ቁ | 1256 | ||||
| 6 | ንእሽተይ ማይ | ኣፅቢ ከተማ | ቁ | 628 | ||||
| 7 | ንእሽተይ ማይ | ኣፅቢ ግር | ቁ | 628 | ||||
| 8 | ንእሽተይ ማይ | ስሓ ሳዕስዕ | ቁ | 1256 | ||||
| 9 | ንእሽተይ ማይ | ዕዳጋ ሓሙስ | ቁ | 646 | ||||
| 10 | ንእሽተይ ማይ | ኣሕፈሮም | ቁ | 628 | ||||
| 11 | ንእሽተይ ማይ | ዓድዋ ከተማ | ቁ | 3140 | ||||
| 12 | ንእሽተይ ሃይ | ዓድዋ ገጠር | ቁ | 1256 | ||||
| 13 | ንእሽተይ ማይ | ቁ | 1884 | |||||
| 14 | ንእሽተይ ሃይ | ሓሓይለ ዓብዪ ዓዲ | ቁ | 628 | ||||
| 15 | ንእሸተይ ማይ | ቆላ ተምቤን | ቁ | 628 | ||||
| 16 | ንእሽተይ ማይ | ደጉዓ ተምቤን | ቁ | 1256 | ||||
| 17 | ንእሸተይ ማይ | ሃገረ ሰላም | ቁ | 628 | ||||
| 18 | ንእሽተይ ማይ | ሽረ ዳስላሴ | ቁ | 3160 | ||||
| 19 | ንእሽተይ ማይ | ኣስገደ | ቁ | 4396 | ||||
| 20 | ንእሸተይ ሃይ | ሸራሮ | ቁ | 1256 | ||||
| 21 | ንእሽተይ ማይ | ሳምረ | ቁ | 1256 | ||||
| 22 | ንእሽተይ ማይ | ማይው | ቁ | 2512 | ||||
| 23 | ንእሽተይ ማይ | ሰለዋ | ቁ | 637 | ||||
| 24 | ንእሽተይ ማይ | ሃገረ ሰላም | ቁ | 628 | ||||
| 25 | ንእሽተይ ማይ | ታ ኣድያቦ | ቁ | 628 | ||||
| ጠቅላላ ድምር | 36,495 | |||||||