ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ቑፅሪ ዳ/ዳ/ዕ/ምም/ን/60/2018

ዕለት፡- 17/09/2018 ዓ/ም

3ይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ስሚንቶ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

01ኣዘር
ተ/ቑመፍለይዝርዝር ንብረትUnitQtyU/priceT/ priceremark
01OPCስሚንቶብኩንታል205
02PPCስሚንቶብኩንታል480

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕዴጋን ንብረት ምምሕዳርን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 14/09/2018 ሰዓት 3፡00 ረፋድ

3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 10 ' መዓልቲ ንብረቱ ክወስድ ግዴታ ኣለዎ፡፡

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ።

6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

7. ተወዳዳሪ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

8. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንክገዝእ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ ።

9. እቲ ንብረት ካብ ዋ/ቤ/ዕ ኢ/ስ/መ/ት ተፃዒኑ ቅድሚ ምውፅኡ ናይቲ ዝስዓሮ ገንዘብ ኣታዊ ክገብር ፍቓደኛ ዝኾነ

10. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤