ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ

1 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ኮንደሚንየም ኣብ ግቢ ዉሽጢ ብምምፃእ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

2 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 17/9/2018 ዓም ክሳብ 1/9/2018 ዓም ንተከታተልቲ 15 መዓልቲታት ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ጣብያ ሐየሎም ኣብ ዉሽጢ ኮንደሚንየም ግቢ ዝርከብ ቤት ፅሐፈትና ብምምፃእ ብር 1000 ብምከፋል ክሳብ 1/9/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 12:00 ክወስድ ዝክእል

3 ጨረታ ዕለት 2/9/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት አማሊኡ እንተተረኪቡ አብ ዘየለዉሉ ምክፋት ዝዓግት ነገረ የለን

5 መከበሪ ጨረታ ብጥገ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብር 100000 ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ትሕቲ መበገሲ ዋጋ ምምላእ ኣይከኣልን

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ባዕሎም ፊርማ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ

8 ሰዓራየ ዝፈለዩሉ ንዝቀረበ ሓራጅ ንበረት በቲ መፍለይ ኮድ ወይድማ ሽም መሰረት ኮይኑ ዝለዓለ ዋጋ መሰረት ብምግባር እዩ

9 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፀሐፈሉ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ መሉእ ብመሉእ ናይቲ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ክክፈል ዝክእል

10 ኩሉ ዘድሊ ወፃኢታት ከም ክላዉዶ ሌብሬ መጎዓዝያ ወይድማ ትራንስፖርት ካልኦት ኩሉ ዘድሊ ወፃኢታትን ዘሸነፈ ተጫራታይ ዝሸፈን ኮይኑ ብወገን መጫረቲ ትካል ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንስን ብዘይካ ድጋፍ ደብዳቤ ዝኮነ ይኩን ወፃኢታት ብዘሸፈ ተጫራታይ ዝፈን ይከዉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914776389 0912995394