ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

ቁፅሪ፡ ዕ/ንብ/ምም/ር/ግ/ጨ/ 004/2018ዓ/ም

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ዘፈር ተጠቃምነት(MYC) ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ማተሪያላት ፤ብኣርትፊሻል ሰዓሪ ኩዕሾ ሜዳ ምንፃፍ ፤ካልኦት ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ ፡

1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ 2018 ዓ/ም ፤ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ሚያዚያ 2018 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን ፤ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TI/ ከምኡ'ውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2018 ዓ/ም ከቕርብ ዝኽእል ፣

ካብ ዕለት 14/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 2.ካብ ትካልና ከ/ሰ/ዕ/ን/ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 22 ዕለት28/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 3130 ንጎሆ 200.00(ክልተ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ከምትክዕሉ ንገልፅ ።እቲ ጨረታ ልክዕ 3፤30 ሰዓት ናይ ንጎሆ ተኣፂዩ ልክዕ ሰዓት 4100 ንጎሆ በቲ ዕለት 28/09/2018 ዓ/ም ተጫረቲ ወይም ወኪላቶም ብዘለውሉ ይኸፈት።

3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ሎት 1፤ ስፖርት ማተሪያል 30000.00(ሰላሳ ሽሕ ብር ) ንሎት2 ሎት

2. ኣርትፊሻል ሰዓሪ ኩዕሾ ሜዳ ምንፃፍ 30000.00 (ሰላሳ ሽሕ ብር) ብጥረ ገንዝብ ፤ብሲፒኦ፤ወይም ብባንክ

ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ኣለዎም ።

4.ኣ ብ ዝተመልኤ ነፀላ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሓሊዩ ፊርማ ክኣርፎ ኣለዎ ፌርማ ዝብሉ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ውድቂ ይኸውን።

5. ናይ መወዳደሪ ሰነድ ዋጋ ተመሊኡ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ኮይኑ ሎቱን ዘርፉን ብምግላፅ ፌርማ ማሕተም ስ/ቁፅሪ ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ።

6. ዝቀርብ ንብረት ብስፐስፊኬሽን መሰረት እዩ።

7. ናይ ስፖርት ማተሪያል ምቅራብን ብኣርቲፊሻል ሰዓሪ ኩዕሶ ሜዳ ምልባስን ውዕሊ ካብዝኣሰርሉ ዕለትኣብ 15 መዓልቲ ኣጠናቂቆም ከረክቡ ኣሎም።

8.ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብበዓለም መጎኣኣዚን መራገፊን ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ሓድነት ኣብ ቀበሌ 18 ኣብ መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ክረክቡ ኣለዎም።

7. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ኣድራሻና - ትግራይ -መቐለ- ቀበሌ 18 መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0913200951/0987313391 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም::