ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕሪንተር ወረቀት | ኤ4፣80 ግራም | ደስጣ | 30 | ||
| 2 | ሰማያዊ እስክርቢቶ | ሊንክ ኦፊክስ 50ዝሕዝ | ፓኬት | 02 | ||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም | 80ኤ ጋርደን | ቁፅሪ | 05 | ||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም | 26ኤ ጋርደን | ቁፅሪ | 04 | ||
| 5 | ማስታወሻ ንእሽተይ | ሲንየር ላይን | ደርዘን | 01 | ||
| 6 | ፕሮቶኮል መዝገብ ዓብዪ | ቁፅሪ | 02 | |||
| 7 | ቦክስ ፋይል | ኬንት በዓል ሓፂን | ቁፅሪ | 30 | ||
| 8 | ፖስታ ዓብዪ | ቁፅሪ | 12 | |||
| 9 | ፕሪንተር ቀለም | 59ኤ | ቁፅሪ | 02 | ||
| 10 | ክላሰር | ቁፅሪ | 12 | |||
| 11 | ፍላሽ ሚሞሪ | 32 ጂቢ | ቁፅሪ | 04 | ||
| 12 | ካኪ ሻራ ፕላስተር | ቁፅሪ | 05 | |||
| 13 | ኡሁ | ናይ ጀርመን | ቁፅሪ | 06 | ||
| 14 | ቀይሕ እስክርቢቶ | ቁፅሪ | 10 | |||
| 15 | ካርቦን | sheets | 100 | |||
| 16 | ፀሊም እስክርቢቶ | ቁፅሪ | 06 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእልን
4. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ከፍሊት ቸከ(ሲፒኦ) ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
5. እቲ ዝምሳእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ባት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ደገበር
6. ሰዓራይ እዚ ፕሮፎርማ ሰዓራዊነቱ ካብ ዝተገስሀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዘቀመጥናዮ ስፐስፊኬሽን መሰረት ዕረት ዘስዎ ንብረት ናብ ትካስና ንብረት ከፍሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
7. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/09/2018-13/09/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅ ሰዓት 4:30 ኣብ ትካሰና 6o ደብሪ ቁፅሪ 8 ይከፈት፣
8. እቲ ቤት ዕቦ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸሩስ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ሩይናንስ ናብ ዝርከብ ደሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ መፂእኻ ምሕታት ደከኣል፣ ቁዕሪ ቴሌፎን-0344 404253።