ፃውዒት ፐሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም አቕሑት አቕረብቲ አካላት ወይም ትካላት በቲ አብ ላዕሊ ዝተቕሰ ሜላ ዕደጋ ውዕል አሲሩ ንምዕዳግ ከምዝስዕብ እቲ ዝርዝር ቐሪቡ ኣሎ :::
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኢንቴክ | 13211-64020 | 04 | ||||||
| 2 | ኤግዚስት ቫልቭ | 13715-64030 | 04 | ||||||
| 3 | ቫልቭ ሲል | 9091302094 | 08 | ||||||
| 4 | ኖዝል | 2362069045 | ብቁፅሪ | 04 | |||||
| 5 | ጉል ፕላግ | 19850 64031 | ብቁፅሪ | 04 | |||||
| 6 | ዘይቲ ሞተር | ቶታል | ብጋሎን | 03 | |||||
| 7 | ኢንጀክሽን ፓምፕ | ሴት | 01 | ||||||
| 8 | ስሊንደር ሄድ | 11101-64160 | ቁፅሪ | 01 | |||||
1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ;
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል ;
3. ፃውዒት ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 12/9/2018 ዓ.ም ክሳብ 17/9/2018 ዓ.ም::
4. ፃውዒት ፕሮፎርማ ዝርአየለ ዕለት 17/9/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት ;
5. እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ;;
6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ናይ ቐደም ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ይርከብ ;