ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ
ቁፅሪ 056-ት/ፋ/ክ/ከ/ዓ
ዕለት12/09/2018 ዓ.ም
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Kyocera FS-1370DN | Opc Drum ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 2 | Kyocera FS-1370DN | Pickup roller ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 3 | Photo copy canon IR 2204 | Multipurpose pickup roller unitWithcanon i2204ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 4 | KP laserjet 400M401D | formaterboard ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 5 | Licenced office 2019 | ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 6 | toshiba LOPtop satellite C50a | Screen 15,6ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 7 | Screen for hp 15.6 | ኦርጃናልForhp15–ay125 tu | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 8 | toshiba LOPtop battery Dc 10.8v 44Wh Li-ion Battery | Satellitepro 1.300ኦርጃናል | ብቁፅሪ | 01 |
መታሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ከመልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1-ማሀተም ዝዓረፎ ፖሰታ
2-ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት12/09/2018 ክሳብ 14/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3--ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/09/2018 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡30
4-ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበን ቲን ቁፅረን መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ፡፡
5-ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኹም ፡፡
6-ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍሩሙሉ ዓምዲ ኣየህልዎን፡፡
7-ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።
8-ቤት ፅሕፈትና ዝሕሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
9-ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ ፡፡
10-ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ፡፡
መብርሂ-ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረትን ይፃሓፈሉ፡
{{ ምስ ሰላምታ }}