ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድግ ጨረታ ኣውፂኣ ኣላ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድን ናይ VAT ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ክህልዎም ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 07/09/2018 ዓ/ም እስከ 13/09/2018 ዓ/ም እናመፃእኻ ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 13/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፂኡ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት( ንብረት ) ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 07/09/2018 ዓ/ም -13/09/2018 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሌ 13/09/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም: