ይሓ ሪል እሰቴት ሓ/ዝ/ው/ማ

ፕሮፎርማ ዕድጊት ዘይቲ ፒክኣፕ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ድሕሪት ዲፈረንሽያል ሲል90311-41009ንዕል01
2ድሕሪት ካምብዮ ሲል90311-3814001
3ኢነር ቤሪንግ90080-3606402
4ኣውተር ቤሪንግ90080-3606702
5ቅድሚት ፓድ ኪት04465-3526001
6ፀጋም እስፖኪዮ87940-3547001
7ዘይቲ ካምብዮ ዲፈረንሻል 9N4L03
8ግሪስ02

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 07/09/2018 - 12/09/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6‛ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤

6. እዚ ጨረታ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ከረክብ ይግባእ፤

7. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፤

8. መግዝኢ ሰነድ 50 ብር

9. ሞዴል መኪና LN166-JIFDE626400081826

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ዕ/ት ደደቢት መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344-404253።