ፕሮፎርማ ዕድጊት ዘይቲ ፒክኣፕ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ድሕሪት ዲፈረንሽያል ሲል | 90311-41009 | ንዕል | 01 | ||
| 2 | ድሕሪት ካምብዮ ሲል | 90311-38140 | 01 | |||
| 3 | ኢነር ቤሪንግ | 90080-36064 | 02 | |||
| 4 | ኣውተር ቤሪንግ | 90080-36067 | 02 | |||
| 5 | ቅድሚት ፓድ ኪት | 04465-35260 | 01 | |||
| 6 | ፀጋም እስፖኪዮ | 87940-35470 | 01 | |||
| 7 | ዘይቲ ካምብዮ ዲፈረንሻል 9N | 4L | 03 | |||
| 8 | ግሪስ | 02 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእልን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
5. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 07/09/2018 - 12/09/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6‛ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤
6. እዚ ጨረታ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ከረክብ ይግባእ፤
7. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፤
8. መግዝኢ ሰነድ 50 ብር
9. ሞዴል መኪና LN166-JIFDE626400081826
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ዕ/ት ደደቢት መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344-404253።