ምልክታ ጨረታ
ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
| ሪጋ | ዝርዝር ዓይነት ንብረታት |
|---|---|
| 1 | ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላላዩ ከሚካላትን ኣቅሑት ቤተ ፈተነን |
| 2 | ንማይ ትቦ ንምዝርጋሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ማቴራላት |
| 3 | ንፈረስት ኤድ መውሀቢ ዘገልግሉ ናይ ሕክምና ማቴራላት |
| 4 | ፍርናሽ |
| 5 | ኮፒተር ላፕቶፕ ፕሮጀክተር |
| 6 | ናይ ዕሕፈት መሳሪሕታት |
| 7 | ድጂታል ባውዛ ወዘተ |
ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ነጋዶ ካብ ዕለት 3/9/2018 ክሳብ 17/9/2018 ዓ.ም ካብ ቤት ትምህርቲ ዝርዝር ሰነድ ትጫረትዎ ኣቕሑት 100ብር ብምዕዳግ ንክትጫረቱ ንዕድም
ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/9/2018ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ዝኸፈተሉ ዕለት 15/9/2018ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውሉ ይኸውን፡፡
ምስ ሰላምታ
ቤት ትምህርቲ ገረብፀዶ