ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

እስፒከር : ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ሕጋዊ ንግዲ ክማላእ ዝግበኦ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርብ።

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ በቅርብን።

3. ቫት ወይ ቴኦቲ እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርክሎ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ።

4. መኸባሪ ጨረታ ብር 50000 (ሓምሳ ሽሕ ብር) ሲፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝኸእል።

5. ጨረታ ዝጋወሐለ ዕለት 06/09/2018 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/09/2018ዓ/ም ሰዓት 40 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማበር መናእሰይ ትግራይ ይኸፈት

6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 10 ፋ/ምም/ርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/2018 ዓም ሽም ኣድራሻ ፈርማ ማህተም ብምግባር ብዝተዓሽገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7. ተጫራቲ ሳንራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ። ተራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሳዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንሰ ፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር።

9. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋደይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝከውን ንጨረታ መክበሪ ዘትሕዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ።

10. ኣሸናፊ ሳዓራይ ) ዝኮነ ተወዳዳራይ 3‰ ዊዝ ሆልዲንግ ይኸፍል።

11. መቤትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኸቡ ብመላእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ። 12 ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብዩ ስ.1413648 0914022473 ደዊልካ ምሕታ


ዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመወቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
01BANONOOSpeaker-Woofer: 12 120X1
-Tweeter: 80XI
-Function:with TWS
-power:110V-240V/50-
60HZ
-Features :USB/TF/SD
-Blutetooth/FM/Recording
-Voice broadcast
-Remot Control
-LED Displey
-Rechargeable Battery -2 Wireless Micro phone
No16