ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑ/ፕሮ 52

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑፅሪዕክንም./2-3/1/01

ዕለት 05/09/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ን ቤ/ት ፅሕፈት ንቺፍ ካብኔት ሴክሬታሪያት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ማዕደግ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት /ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 05/09/2018 ዓ.ምሰዓት ክሳብ 07/09/2018ዓ/ም ሰዓት11፡30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 10/09/2018 ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውንኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ | ሳዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3/ሰለስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝክኣል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅር ብዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤትዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብዘይ ዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ

ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅእኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ፣ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ 

ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታትይካአል