ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑ/ፕሮ-53

ምስክታ ፕሮፎርማ

ቑፅሪ ሰከንም 2-3/1/01/

ዕስት 05/9/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ማዕደግ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ አንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሉ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 05/9/2018 ዓ.ም ሰዓት ክሳብ 07/9/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቑፅሪ ከፍስ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቐረበፕሮፎርማ ዕስት 10/9/2018ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. አቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ ኣብ ውሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝከአስ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመሰሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምሰሊ ዋጋን ስፔስፍክሽን ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩዴ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሱጽ ወይ ብክሩስ አቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስበ እዩ፡፡

ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ደካሽል