ናይ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/
ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርግር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኦይል ፊልተር /Oil Filter/ | 90915-YZZD4 | Pcs | 01 | ||
| 2 | ፊውል ፊልተር /Fuel Filter/ | 23390 | 30180 | Pcs | ||
| 3 | ፓድ-ኪት /pad kit/ ቕድሚት | 04465 60370 | Set | 01 | ||
| 4 | ቴስቲኒ የማን | 45046 69245 | Pcs | 01 | ||
| 5 | ቴስቲኒ ፀጋም | 45046 69245 | Pcs | 01 | ||
| 6 | ራኪኒ | 45503 60040 | Pcs | 02 | ||
| 7 | ስታፕላዘር ሊንክ የማን | 48820 60050 | Pcs | 01 | ||
| 8 | ስታፕላዘር ሊንክ ፀጋም | 48810-60040 | Pcs | 01 | ||
| 9 | ቡትስ ኪት | 04427 60131 | Set | 02 | ||
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/09/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 06 /09/ 2018 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ብዕለት 07/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::
5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዘ 7 ማዓልቲ እዩ፣፣
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::