ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቑፅሪ (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት መረጋገፂን ኣብ ቫት (VAT) ዝተመዝገቡን ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/08/2018 ዓ/ም ክሳብ 09/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቢሮ ቑፅሪ 3-19 ዘይምለስ 200.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914706215 ምደዋል ይከኣል።

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ዕለት 30/08/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ  ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎትዝውዕል ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቅሑ ብገስፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡::

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 29/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 09/09/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ከፊስኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ንፍሉይ ሓበሬታ

ስ-ቑ-0914706215