ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ብጠቕላላ 143 መስረሒ ቦታታት (91 ንድርጅት፣ 52 ንመንበሪ ግልጋሎት) ንጨረታ ቐሪቦም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ኣጠቓቕማ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ምግዛእ ይከኣል።
* ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣየር ኣብ ልዕሊ ኣየር ይጸንሕ።
* ተጫረቲ ዘድልዩ ሰነዳት ብምምላእ ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትዉ ይስበኣሉ።

ንድርጅት ዝዉዕል 91 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕል 52 ቦታታት ብጠቅላላ 143 መስረሒ ቦታታት እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ይዕድም