⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ባዓል መዚ ልምዓት እቶት 5 ብርጅስቶን ናይ መኪና ጎማታት (M755) ምስ ካላማደርያኡ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/08/2018 ዓ/ም ክሳብ 30/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ክቕረብ ኣለዎ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ TIN ሰርተፊኬትን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ይግባእ።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ትካል እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
* መወዳደሪ ሰነድ ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 5 ምቕራብ ይካኣል (ስ.ቁ 0344401875)።

ዕለት 28/08/2018
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 15
ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 28/08/2018 ክሳብ ዕለት 30/08/2018 ዓ/ም 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /TIN/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይመኪና ጎማብርጅስቶንምስ ካላማደርያኡ | M755 | ብቁፅሪ | 05 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875