ምልክታ ጨረታ
ትሩዝ ኬሚካል ፋብሪካ ዝተመረፁ ንመኪና ዓበይቲ ጎማ አጫሪቱ ክሸዉፕ ሰስዝደስየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ/ሩ እተደልዮ ካብ ዕለት 26/8/218ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ስራሕ ቦታ እናመፃእኹም ክትመዝገቡ ከም እትኽእሉን እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ ዕለት 2/9/218ዓ/ም ስዓት 4:00 ሕጋዉያን ተጫራቶ ኣብ ዘስዉሱ ይኸዉን። እቲ ጨረታ በቲ ዝድስ እንተዘይኸይዱ እቲ ትካል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስ እዩ።
ዝርዝር ዓደነት ጎማ
| ተ/ቁ | ዝርዝር ዓይነት ጎማ | ብርኪ | መዐቀኒ | በዝሒ | መስዐሲ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቐስበት | 1ይ ብርኪ | 12*20 | 15 | 7000 |
| 2 | ቐስበት | 2ይ ብርኪ | 12*20 | 19 | 5000 |
| 3 | ቲፕስስ | 1ይ ብርኪ | 12*20 | 18 | 7000 |
| 4 | ቲፕስስ | 2ይ ብርኪ | 12*20 | 28 | 5000 |
ኣድራሻ ቐበሌ 17 ጥቃ ኣክሱም ሆቴል ጎድኒ ማይክሮሊንክ ኮሌጅ
ስልኪ ቁፅሪ 0939055617