ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ቁፅሪ  /ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር-22 

ዕለት 19/08/2018ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፋላለዩ ከ/ስራሕቲ / ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ ሞተር ይክል ዕገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ክርቡራትር ንምቅያርቁፅሪ1
2ስኬት ሓፂን ንምቅያርቁፅሪ1
3Eስኬት ወረቀት ንምትርቁፅሪ1
4ፒስቶን ንምቅያርቁፅሪ1
5ፒስቶን ሪንግ ንምቅያርቁፅሪ1
6ፒስቶን ፒን ንምቅያርቁፅሪ1
7ስናፕሪንግ ንምቅያርቁፅሪ1
6ኮኔክቲን ሮድ ንምቅያርቁፅሪ1
9ኮኔክቲንግ ሮድ በፊንግ ንምቅያርቁፅሪ1
10ካንዴላንምቅያርቁፅሪ1
11ሰግሮኬት ድሕሪት ንምቅያርቁፅሪ1
12ስኬት ቅድሚት ንምቅያርቁፅሪ1
13ፍሬን ሻራ ንምቅያርቁፅሪ1
14ስምዓዮ ንምትያርቁፅሪ1
15ፍራን ኪብል ንምቅያርቁፅሪ1
16ፍርሴን ከብላ ንምቅያርቁፅሪ1
17ፍራን ሊሸር ንምቅያርቁፅሪ1
18ፍርሴን ሌቨር ንምቅያርቁፅሪ1
19ጎማ ቅድሚት ንምቅያርቁፅሪ1
20ጎማ ድሕሪት ንምቅያርቁፅሪ1
21ባትራ ንምቅያርቁፅሪ1
22ኣክስለተር ኪብልቁፅሪ1
23ፍሮንት ከሸርቁፅሪ1
24ሳይድ ከቨርቁፅሪ1
25ጠቅላላ ኤሌትሪክ መስመር ንምስራሕቁፅሪ1
26ፍሬቻ ንምቅያርቁፅሪ1
27ካቴና ንምቅያርቁፅሪ1
28ኪ፡ ስታርትሮ ንምቅያርቁፅሪ1
29ቅድሚት መብራህቲ ምቅያርቁፅሪ1
30ካድሮ ንምቅያርቁፅሪ1
31ቤላ ንምቅያርቁፅሪ1
32ጭስ ማውጫ ንምዕራግቁፅሪ1
33ግሪገን ንምቅያርቁፅሪ1
34ባንከር ኣውሪድካ ንምሕዝብቁፅሪ1
35ፍሬን ዘንጊ ንምቅያርቁፅሪ1
36ክሳዕ ንምቅያርንቁፅሪ1
37ጊዥ ንምቅያር ወይ ምስትኽኻልቁፅሪ1
38ከካንዴላ ካፕ ምቅያርቁፅሪ1
39ስሊንደርና ኤሌክትሮኒክስ ምቅያርቁፅሪ1
40ስላንደረ መሰረቢቁፅሪ1
41መንበር መስርሕ ሻፊ ማስትሽን ጌረካቁፅሪ1
42ዲስኮ ፍራን ምስትኽኻልን ምዕራግንቁፅሪ1
43ኣብ ገርስቶን ዘሎ ካረቦን ምዕሩግቁፅሪ1
44ማርሽ ምዕራብቁፅሪ1
46ዳሽ ቦር ንምቅያርቁፅሪ1
47ማቆምያ ንምቅያርቁፅሪ1
48መርገጫ ንምቅያርቁፅሪ1

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number)ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2. ተወዳደርቲመሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ እቲ ግልጋሎት ቅድሚ ምምላኦም ፅፉፍ ስራሕ ከም ዝሰርሑ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲእትጫረትሉ መምለኢዋጋብቢሮናብዝተዋሃበኩምቅጥዒ መሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ፡

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ምሰዓትዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

6. እዚፕሮፎርማ ዕለት 21/08/2018 ዓ/ምሰዓት 4:00 አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኸፈት፡፡

7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን

8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

10. ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም ዉዕሊ ናይ መእሳር ገዴታ አለዎ፡፡

N.B

11. እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎዓይነታት ንብረት ስዓራይ ዝኸዉን ንብረት ብጠቅላላ ድምር ተደሚሩ ዝታሓተ ዋጋ ዝመልአ መሽናፋይይከዉን።