ይሓ ሪል እሰቴት ሓ/ዝ/ው/ማ

ፕሮፎርማ ዕድጊት ዘይቲ ፒክኣፕ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ሞተር ዘይቲLi02
2ፊልትሮ ዘይቲPcs01
3ፊልትሮ ናፍጣPcs01
4መሪ ዘይቲPcs01
5ፍሬን ዘይቲPcs01
6ፖስትሽPcs01

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017/18 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. ውሕስና መኸበሪ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኸእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/08/2018 - 20/08/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓዕዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6‛ ደብሪ ቁዕሪ 8 ይኸፈት፤

8. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ከረክብ ይግባእ፤

9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253.