ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክትዕድግ ሰለዝደለየት፣ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ VAT ተመዝገብትን ዝኾኑ ተወዳደርቲ ትዕድም።
* ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ዋጋኦም 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከቕርቡ ዘለዎም ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ 100 ቅርሺ እዩ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 09/08/2018 ዓ/ም ክሳብ 15/08/2018 ዓ/ም ዝወፅእ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 15/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይኸፈት።
* እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና (ስፔር ፓርት )ንብረት ክትዕድግ ሰለዝደለየት:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት Cpo

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ)፡

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም -15/08/2018 ዓ/ም ይከውን::

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 15/08/2018ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

9 VAI ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::