ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ሙያ ፍቃድ ረጉድ ወረቐት ፃዕዳ180 ግራም A4ብደስ40
2እሁ 10 ዝሕዝቀዳማይ ደረጃፓኬት20
3ፕላስተር ረጉድሻራቁፅሪ10
4ሰመያዊ እስክርቢቶ ቡና50 ዝሕዝፓኬት30
5ቀይሕ እስክርቢቶ ቡና50 ዝሕዝፓኬት2
6ፖስታ ዓብይካኪብደስጣ5
7ፋስትነርኦርጅናልብባኮ5
ፖንቸር ዓብይኦርጅናልብቁዕሪ3
8ፖንቸር ንእሽተይኦርጅናልብቁፅሪ3
9ፕሪንተር ቀለም151Aብቁፅሪ40
10ፕሪንተር ቀለም85Aብቁፅሪ16
11ናይ ኮምፒተር ቀለም80Aብቁፅሪ8
12ፕሪንተር ቀለም05 Aብቁፅሪ10
13ካርቦንኦርጅናልብደስጣ10

➢ እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/7/2018 ዓ/ም - ዕለት 24/07/2018 ዓ/ም ተዓዕዩ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል።