ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦

ደረጃ
ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ኮምፒተር ወረቐት A4 80Aብደስጣ1601ይ
2ሓቓፊ ባዓል ሓፅን ኬንትብቑዕሪ1001ይ ደረጃ


መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/07/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ድማ ይኽፈት።

➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ዝርዝር መሰረት ምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር እስፐሲፊንክሽን መሰረት ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 4' መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Bock 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።