ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ናይ 2017/2018 ዓ.ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከምኡ’ውን ናይቲ መኪና 18 M3 ወይ ልዕሊኡ ዓቅሚ ምሽካም መረጋገፂ ከቅርቡ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 500 ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ ውሕስና ብር 10,000 ብስፒኦ (CPO) ወይ ብካሽ ክትሕዝን ዋጋ (ምስ ቫት) ከቅርቡን ይግባእ (ነዳዲ ብባዕሎም ይሽፈን)።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 26/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰ

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ኩነታት ተሽከርከርቲ ድሕንነቱን ዘተኣማማን ክከዉን አለዎ

3 እቲ መኪና 18 M3 ልዕሊኡን ናይ ምሽካም ዓቅሚ ከምዘለዎ መረጋገፂ ከቅርብ ይግባእ

4 ናይ ሐደ ሜትር ኩዩብ ዋጋ ምስ ቫቱ ብግልፂ ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና ብር 10000 ብስፒኦ ወይ ብካሽ ክትሕዝ አለዎ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ከቅርብዎ ዝክእሉ ዓይነት ደኬሜንት ፋይናንሽል እና ቴክኒካል ደኩሜንት ስፒኦ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቭሎፕ ክሳብ 26/6/2018 ዓም ከቅርቡ ይክእሉ

9 ተጫረቲ ነዳዲ ካብ ባዕሎም ምኮኑ ክፈልጡ ይግባእ

10 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ እቲ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

12 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ን 0348400362 0344405806 ምሕታት ይክኣል

ዝርዝር ዝከድሉ ቦታን መዓልቲን ኣብ ሰሙን ዝከድሉ ቦታ መሰንቆት በዝሒ መዓልቲ ዝከድሉ ኣብ ሰሙን ሰለሰተ ግዜ ኣብፂሕካ ምምላስ ርሕቀት ብኬሜትር 66 ኬሜትር ሐበሬታ ማይ ካብ ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመልእ ምካኖም

ሓዊደለ በዝሒ መዓልቲ ዝከድሉ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ኣብፂሕካ ምምላስ ርሕቀት ብኬሜትር 10 ኬሜትር ሐበሬታ ማይ ካብ ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመልእ ምካኖም