⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ትካል ቢኤምኣር ሪል እስቴት ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም SHS (ቁፅሪ 154 size 130X130X4.75mm እና ቁፅሪ 16 size 100*100*4mm) ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
* ጨረታ ካብ ዕለት 19/06/2018 ጀሚሩ ክሳብ 24/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት።
* ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ CPO ብሩ 50,000.00 ብሽም "ቢኤም ኣር ሪል እስቴት" ከቕርቡ ኣለዎም።
* የቕረብዎ ዋጋ ቅድሚ ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ፣ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቕርብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክሆንን ይግበኦ።
* ስዕረተኛ ዝኾነ ተወዳዳሪ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ንብረቱ ከልዕል ኣለዎ።

ምልክታ ጨረታ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር SHS ብጨረታ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 19/06/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/06/2018 ዓ.ም ጨረታ ዝዕፀወሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ዝክፈተሉ ሰዓት 4፡30 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበኣኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።
| ተ.ቁ | ዝርዝር | መለኪዕ | ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|
| 01 | SHS size 130X130X4.75mm | ቁፅሪ | 154 | ||
| 02 | SHS Size 100*100*4mm | ቁፅሪ | 16 |
1. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ (CPO) 50‚000.00 ብሽም ቢኤም ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣለዎ።
2. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።
3. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።
4. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።
5. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ 05 ማዓልቲ ንብረቱ ከልዕል ኣለዎ።
መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ