⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ተደለይቲ ረቛሒታት፡ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነትን መለለይ ግብሪ (TIN) ሰርተፊኬት ዘለዎም ሕጋውያን መቕረብቲ ክወዳደሩ ይኽእሉ።
• ኣቀራርባ ሰነድ፡ ተወዳደርቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ኣንቢቦም ከቕርቡ ይግባእ።
• እዋን ምቕራብን ምኽፋትን ጨረታ፡ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 18/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ፀኒሑ፣ ኣብቲ ዕለት (18/06/2018 ዓ/ም) ሰዓት 3፡40 ይክፈት።
• እዋን ኣቕርቦት፡ ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ እቲ ንብረት ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 7 ተኸታተልቲ መዓልታት ከቕርብ ኣለዎ።
ፕሮፎርማ ጨረታ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ መኪና- ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት(TN No⸩ስርተፊኬት ዘቅርቡ ፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊእኩም ኣብ ተቅርብዎ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ብምግባር ሙሉእ መረዳእታኦም ብጥንቃቀ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ከቅርቡ ይግባእ፡፡
3. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ማእከልና ብዝተዉሃበኩም /ዝወሰድክምዎ ወይ ብተመሳሰሊ ናይ ባዕልኩም ቅጥዒ መሊእኩም ክተቅርቡ ይግባእ።
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ብክፋል ይኩን ሙሉእ በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ፡፡
5. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።
6. ሰዓራይ እቲ ዘሸነፎም ንብረት ብዝተጠቐሰ በዝሕን ፅሬትን በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት እንተዘይኮይኑ ኪሳራ ብናይ ባዕሉ ይከውን ።
7. ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኾይኑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 18/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኾይኑ ዕለት 18/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡40 ተረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዉዎ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።
8. ተጫረቲ እቲ ንብረት ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ተከታተሊ መዓልቲ ከቅርብ ኣለዎ ።
•