⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 ንመስርሒ ዝኾኑ ቦታታት ኮንቲነር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።
* ናይ ሓንቲ ኮንቲኔር ወርሓዊ መበገሲ ዋጋ 7,000 ብር ኾይኑ፣ ዘይምለስ ናይ ሰነድ ክፍሊት 200 ብር እዩ።
* ጨረታ ካብ ዕለት 13/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 20/06/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ሰነድ መእተዊ መወዳእታ ብዕለት 20/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ብሰዓት 5፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
* ተወዳደርቲ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ክትገብሩ ዝግበእ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914542407 ምድወል ይከኣል።

ግልፂ ጨረታ
ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 13/6/2018ዓም ክሳብ ዕለት 20/6/2018ዓም ነቲ መስርሒ ቦታ መፂኹም ብምርኣይ ንሓንቲ ኮንቲኔር ንወርሒ መበገሲ 7000 ብር ሸውዓተ ሽሕ ብር ኾይኑ ዘይምለስ 200 ብር መኽበሪ ሰነድ ብምኽፋል ተወዳደርቲ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 2ዐ/6/2018ዓም ሰዓት 5፡oo ኣታዊ ብምግባር ተወዳደረቲ ኣብዘለውሉ 5፡30 ጨረታ ዝኽፈት ምኻኑ እንዳሓበርና እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ዘይንግደድ ምኻንና ንሕብር ።
ቁፅሪ ስልኪ 0914542407 ኣድራሻ ንምሕታት