ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኽረ ሰማእታት
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝረ-ሰማእታት ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት (ወረቐት፣ እስክርቢቶ፣ ደብተርን መስታወሻን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕራባይነት ወረቐት ምስክር ዘለዎም፣ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉን TIN ቁፅሪ ዘለዎምን ሕጋውያን መቕረብቲ ክኾኑ ይግባእ።
* ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለትን ሰዓትን 14/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:00 እዩ።
* ካብ ዝተጠቐሰ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት ወፃኢ ምምላእ ዝተኸልከለ ኮይኑ፣ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል (ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914018709 ምሕታት ይከኣል)።

ፕሮፎርማ

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ስለዚ ናይ 2018 ዓ/ን ዝተሓደሰ መቕራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝፈለክም ሕጋዊ መቕረብትን ቲም ናምበር ዘለኩምን፣ነዚ ሲዒቡ ሰደቓፕሮፍርማ ክትመልኡልና ንሓትት።

ፕሮፎርማ ዝኸፈተኩ እዋን 14/06/2018 ዓ/ም ስዓት 8፡00 ይኸውን

ኣድራሻ 0914018709

ሪዓይነት ኣቅሓዓይነትመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ደስታ ወረቀት 70 ግሪምLaolaብደስጣ
2እስክርቢቶ ሰማያዊ ኦርጅናልLinc offixብቦኮ
3እስክርቢቶ ቀይሕ ኦርጃናልLinc ofixብቦኮ
4ደብተር ባዓል 50 ሉሒ(ባዓል ላስቲክ )Sinar lineብደርዝን
5መስታወሻ

መተሓሳሰቢ ካብ ዝተቀመጠ ዓይነት ፅሕፈት መስራሒ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን

፣ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ።