⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት (Gl Pipe, Plug, Elbow, Reducer ወዘተ) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቑፅሪ፣ VAT/TOT ሰርቲፊኬት ኮፒ ዘለዎም ክሆኑ ዝግበኦም ኮይኑ፣ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቕረብ ኣለዎ።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 12/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 6:30 እዩ።
* ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:30 ይኸውን።
* ሰዓራይ ዘሸነፎ ኣቕሓ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38361 | 1 | Gl Pipe Class B =L=6m | 1 1/2 | Pcs | 30 | |||
| 2 | Plug | 1 1/2 | Pcs | 15 | ||||
| 3 | Elbow | 1 1/2 | Pcs | 45 | ||||
| 4 | Gl tee | 1 1/2 | Pcs | 75 | ||||
| 5 | Reducer | 1 1/2-3/4 | Pcs | 90 | ||||
| 6 | Plug | 3/4" | Pcs | 90 | ||||
| 7 | Pipe Treader | 1/2"-2" | Pcs | 2 | ||||
| 8 | Pipe cutter | 1/2-2" | Pcs | 2 |
_ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ሻትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ፡፡
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክሀብ ኣለዎ።
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ።
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 12/06/2018-16/06/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ፡፡
_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/06/2018 ሰዓት 8:30 ይኸዉን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።