⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርቡ ዘለዎም ኮይኑ ኣብ ዘቕርብዎ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ክገብሩ ይግባእ።
• ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ክሳብ ዕለት 29/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ክቐርብ ኣለዎ።
• ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስ ተወሃቦ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝግደድ ኮይኑ፣ ክፍሊት ድማ እቲ ንብረት ኣታዊ ምስ ኾነ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ዝፈፀም እዩ።
ናይ ሰፔር ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት
ቑዕሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/51/2018
ዕለት፡- 27/05/2018 ዓ/ም
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን
2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 29/05/2018 ሰዓት 10፡00 ድ/ሰዓት
3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 5 ' መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ፡፡
4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ፡፡
6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ
7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል።
8. ተወዳዳሪ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።
9. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቕርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ "፡
10. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ዕ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ
11. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
| 01 | Nissan D/cup Moddle D-22 | ||||||
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| No | Part no | Description | Unit | Qty | Unit price | Total price | remark |
| 01 | Per model | Inner bearing | ea | 02 | |||
| 02 | Per model | Outer bearing | ea | 02 | |||
| 03 | Per model | Grese seal | ea | 02 | |||
| 04 | Per model | Free wheel | ea | 02 | |||
| 05 | Per model | Adjester nut | ea | 02 | |||
| 06 | Per model | Bolt kit rear | kit | 12 | |||
| 07 | Per model | Transmition support R.H | ea | 01 | |||
| 08 | Per model | Transmition support L.H | ea | 01 | |||
| 09 | Per model | Proper shaft center bearing | ea | 01 | |||
| 10 | Per model | Air cleaner | ea | 01 | |||