🚀 ብ1,000+ ትካላት ዝተኣመነ

ጨረታታ ከየምልጦም ሐዚ ይወስኑ
ጨረታታ ምስዓር ይጀምሩ።

ፈጣን ናይ ጨረታ መፍለጢ መንገዲታት .. ኢመይል፣ ኤስኤምኤስን ብቴሌግራም — ምስ ስርሖም ዝዛመዱታት

✔ ፈጣን ምንቅስቓስ   ✔ ሓቀኛ ጥራሕ   ✔ ኣብ ዝኾነ ግዜ ምስራዝ

እትርብሕሎም ጨረታታት ብቕልጡፍ ርኸቡ።

መዓልታዊ ይልጠፉ

መንግስታዊ፣ ዘይመንግስታዊ ትካላት & ናይ ውልቂ ጨረታታት — ኩሉ ግዜ ብብምዓልቲ ዝሕደሽ።

ብሕታዊ ፍልትራት

ህንፃ ዕድጊ፡ ፕሮጀክትታት ለገስቲ — ንትካሎም ጥራይ እዩ ዝስማምዑ

ምሉእ ክልል ዘካተተ

መቐለ፣ ዓዲግራት፣ ኣኽሱም፣ ዓድዋ፣ ሽረ፣ ማቸው፣ ኣላማጣ፣ ነብሲ ወከፍ ከተማምት ትግራይ

ኣብ ቀረባ አዋን ዝዕፀውታ ጨረታታት

ኩሉ ኣርእየኒ
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ቤት ምኸርን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ:
ጉንበት 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ / ካልኦት ዝሽወጡ

ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ:
ጉንበት 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ SLMP በጀት ዝከፈለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ:
ጉንበት 6, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ዳርጋ 1 ሰዓት ቐርዩዎ)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን

ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንLaptop Computer ከምእ'ውን Desktop Computer ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ:
ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (1 ደቒቓ ቐርዩዎ)
ካልኦት ዝሽወጡ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ:
ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (1 ደቒቓ ቐርዩዎ)
ካልኦት ዝሽወጡ / ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ

ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ናይ ተረፈ ምህርቲ (leftover) Stainless steel sheet, leftover of galvanized sheet and used rafters ክሸይጥ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ:
ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (1 ደቒቓ ቐርዩዎ)

ስለምንታይ ትካላት ንግዲ ንምልክታ ጨረታ ይመርፅዎ

ምስ ምርቶምን አገልግሎቶምን ዝጠዓዓሙ /ዝዛመዱ ሓደሽትን ወይም ምስትክላል ዝተገበረሎም ጨረታዎችን ዝርዝር በኢሜይል እና ኤስ.ኤም.ኤስ ብኣድራሻኦም ክበፅሖም ዝገብር ግልግሎት እዩ። ሎማዓንቲ ብምምዝጋብ ጨረታትን ምቅባል ይጀምሩ

Feature 1

ዝተጋውሑ ጨረታት ኣየምልጦምን

ነፍሲ ወከፍ ጨረታ እንትውእ ብቕልጡፍ ትፈልጦም ኢና። በዚ መንገዲ እዚ ቅድሚ እቲ ናይ መወዳእታ ግዜ ንወድድር ጨረታ ከተቕርብን ነቲ ጨረታ ናይ ምሽናፍ ዕድል ከውሕስ ትኽእልን ዝበለጸ ዕድል ኣለካ።
Feature 2

ንስርሖም ንዛመዱ ጨረታታት ጥራሕ ይለኣከሎም

ንፍርያትኩምን ኣገልግሎታትኩምን ዝምልከት ኣገዳሲ ናይ ጨረታ/ጨረታ ሓበሬታ ክትረኽቡ ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና።
Feature 3

ወፃኢታት ናይ ግዜን ቅርሽን ይቅንሱ

ናይ ምልክታ ጨረታ ፕላትፎርም ብምጥቃም ናይ ስራሕኩም ጻዕሪን ግዜን ገንዘብን ይቑጥበልኩም። ንስርሖም ዝምልከቶም ሓደስቲ ጨረታታት ምስ ዝሕተሙ ብቀጥታ ነፍልጦኩም
Feature 4

ካብ ኢሜይሎም/ኤስ.ኤም.ኤስ ምላሽ ክህቡ ይክእሉ

ካብ ኢመይል/ኤስኤምኤስ/ቴሌግራም ንዝቐርብ ምልክታ ጨረታ መልሲ ናይ ምሃብ ዓቕሚ ወሲኽና ኣለና።
Feature 5

ንምህርቶም ንግልጋሎትም ዝዛመዱ ጨረታታት

ንሕትመታትና ብምክትታል ኣብ ተዛመድቲ ፍርያትን ኣገልግሎታትን ዘሎ ኣንፈት ዕድጊ ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም።
Feature 6

24X7 ክንድግፈኩም ድሉዋት ኣለና

24X7 ክንድግፈኩም ድሉዋት ኣለና ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ስክፍታ ምስ ዝህልወኩም ክትረኽቡና ድሕር ኣይትበሉ።

ቀሊል ዋጋ ፣ ዝዓበየ ተረባሕነት

ንንግድኻ ዝሰማማዕ ይምረፁ - ኩሎም መማረፂታት ናይ ኤስኤምኤስ + ኢመይል + ቴልግራም መጠንቀቕታታት፡ ምድብ ምፍታሕ፡ ከምኡ’ውን ውልቃዊ ደገፍ የጠቓልሉ።

3 Months

1,500 Birr
(500 Birr/mo)
  • ናይ ኢመይል + ቴልግራም + ኤስኤምኤስ መንቅሕታት
  • ብዝመርፅዎም ዘርፍታት
  • ክሳብ 5 ልዕሊኡን ዘርፍታት ምምራፅ ትክእሉ
  • ውልቃዊ ሓገዝ
Start 3 Months →

6 Months

2,500 Birr
(417 Birr/mo – save 17%)
  • ናይ ኢመይል + ቴልግራም + ኤስኤምኤስ መንቅሕታት
  • ብዝመርፅዎም ዘርፍታት
  • ክሳብ 5 ልዕሊኡን ዘርፍታት ምምራፅ ትክእሉ
  • ውልቃዊ ሓገዝ
Choose 6 Months →
Best Value

12 Months

3,500 Birr
(292 Birr/mo – save 25%)
  • ናይ ኢመይል + ቴልግራም + ኤስኤምኤስ መንቅሕታት
  • ብዝመርፅዎም ዘርፍታት
  • ክሳብ 5 ልዕሊኡን ዘርፍታት ምምራፅ ትክእሉ
  • ውልቃዊ ሓገዝ
Go Annual →

All plans include full access to our platform, instant alerts, and priority support. No hidden fees.

ተወሳኺ ጨረታ ንምዕዋት ድሉው ዲኹም?

ድሮ ምስ ምልክታ ጨረታ ንቕድሚት ዝስጉሙ ዘለዉ ኣማኢት ትካላት ንግዲ ተፀንበሩ።

ሎሚ ምዕዋት ይጀምሩ →
s