Closed
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንትካልና ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕቶፕ ኮምፕዩተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ