ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ቢሮና ካፍተርያ ክራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 03:32 Morning
  • Cafe & Restaurant Services/
  • Print
  • Pdf

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ንግዲ ባንኪ ኢ/ያ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ጌርኩም ደረሰኝ ሒዝኵም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  መለለይ ግብሪ ከፋሊ ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ

4 ዉሕስና መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ  ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንክ ዉሕስና  5000 ከተትሕዙ ኣለኩም

5 እቲ ጨረታ ዕለት 23/04/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ  ሽዑ ንሸዑ ድማ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63

Backs
Tender Category