ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 04:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ክተቀርቡ እትኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከተቕርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ልምዓት ንግድን ኢንድስትሪን ፈት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ 1ይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ሰነድ ካብ ዕለት 06/04/2012 ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 09/04/2012ሰዓት 4፡00 ናብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም ቢሮ ቁፅሪ 59 ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5 ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 29

Backs
Tender Category