ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማታት ሓወልቲን ሓድነትን ናይ ሓምለዋይ ልምዓትን ግሪነሪ ናይ ኮንስትራክሽን ክንክን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:30000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 09:00 Afternoon
  • Agricultural Services/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2011/12 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግበሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቕረባይ ሰርትፊኬት፣ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬት ፣ ናይ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ባት ዲክልረሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 03/04/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 መኸበሪ ጨረታ 30000.00 ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ሲፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 85 01 /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category