ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መኪናታት/መጠገኒ/ ናይ ኢድ ዋጋን ፣ ኦክስጅን ኮንሰንትረተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ::
  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ማይጨዉ
  • Bid Document Price:60.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 04:30 Morning
  • Motorcycle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

4 ጨረታ ሰነድ 60.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ፤

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

6 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ዘቅርቡ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 02/04/2012 ዓ/ም እስካብ 16/04/2012 ዓ/ም ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 16/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::

9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023ይደዉሉ::

Backs
Tender Category