1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ደአንት ትካላት ንግንድን ምርግጋፅ ዉሕስና ምግብን ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ዝገልፅ ወረቀት ምስክር
2 ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ተካናታሪነት ምዝገባ ካርድን ግብሪ ከፋሊ ወረቀት ምስክር ቲን ናምበር
3 መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ
4 መኸበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርቡ ኮይኖም ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ
5 ተጫረቲ እቲ ፕሮጀክት ኣብ 160 መዓልትታት ወዲኡ ዘረክብ
6 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ኢሮብ ዝተዛጋጀወ ሰነድ ጨረታ 250 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 27/03/2012 ጀሚሩ ምዉሳድ ይክእሉ
7 ተጫረቲ ዋጋ ዝመልእዎ ሓደ ዋና ክልተ ቅዳሕን ጨረታ መኸበርን ብቤት ፅሕፈት ደኣንት ዉሕስና ምግብን ከተማ ን ብርኪ ትካል ዝገልፅ ጠቅላላ ዶክመንት ኣብ ዓብዮ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ልዕሊ ፖስታ ናይ ትካል ሽም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ክሳብ 17/04/2012ዓ/ምሰዓት 3፡00 ምእታዉ ይክእሉ
8 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 17/04/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ኢሮብ ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 45 01 78