ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ፖሊስ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 05:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

Backs
Tender Category