ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 09:02 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ 24/03/2012ዓ/ም ክሳብ 09/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ

6 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሑ ትክእሉ

7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 5

Backs
Tender Category