ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሚስቱቡሽ ን ኣባዱለዓን መኪና ኣቅሑት ብፐሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 08:30 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 25/03/2012 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 25/03/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድማ ይክፈት

4 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

Backs
Tender Category