ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 09:30 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 22 /03/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡30ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

Backs
Tender Category