ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፣ትምህርቲ፣ ሕርሻ ፣ ማይ ሃፍቲ፣ ጥዕናና ፣ ኮንስትራክሽንን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክጫርት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 05:00 Morning
  • Building/Material Materials/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ሒሳብ ዘፍለጠን

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 01/04/2012ዓ/ም ይከዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 01/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ 5000 ብር ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

9 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

10 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ራያ ዓዞ ከቅርብ ዝክእል

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

Backs
Tender Category