ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዓይነታት ስፔር ፓርት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 09:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 09:32 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቕርብ ዝክእል

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘቕርቡ

4 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 19/03/2012 ዓ.ም ክሳብ 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 2ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category