- ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::
- ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ ዘተመዝገቡ ምካኖም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::
- ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኢትዩያ ንግዲ ባንክ ካብ ዝተፈለጠ ንግዲ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ 100,000 (ሚኢቲ ሽሕ) ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ይግባእ
- ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ደኩመንት ብር 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ /ብምክፋል አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 4, 5 ምዉሳድ ይከኣል
- ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካበ ዝተጋወሐሉ ዕለት 21 /03/2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 05/ 04/ 2008 ዓም ሰዓት 6 ፡00 ኣበ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ::
- እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/ 04/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ኣብ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት ::
- ጨረታ ምሻጥ ዝጅመረሉ ብጋዜጣ አዲስ ዘመን ካብ ዝወፀሉ 21/ 03/ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 05/ 04/ 2008 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ አዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 18 75 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ
NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ
Backs