ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ባነር ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 09:30 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/03/2012ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፡፡

4 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት9፡30 ፡፡

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category