ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:30 Morning
  • Electrical Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣ ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 15/03/2012 ዓ/ም ክሳብ 29/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 3000ብር ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category